ምልክታ: ምምላስ ብለበዳ ኮቪድ-19 ኣብ ወጻኢ ተዓጽዮም ዝጸንሑ ሕጋውያን ነበርቲ ኤርትራ ዝኾኑ ዜጋታት

ሕጋውያን ነበርቲ ኤርትራ ዝኾኑ ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ማለት፡ ብማህደረ ትምህርቲ፡ ብስራሕ፡ ሕክምና ወይ ውልቃዊ ማሕበራዊ ጉዳያት ገይሾም ከለዉ ብምኽያት ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ሕ/መ/ኣመሪካ ተዓጽዮም ዘለዉ ዜጋታትና፡ እዚ መምርሒ ዝእዝዞ ቅጥዒታት ተኸቲሎም ናብ ሃገሮም ክምለሱ ተፈቒዱ…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More